እንቃዕ ብደሓን መጻኹም

ተስፋ ሓበሻ  ሾፕ  ኣብ ሃገረ ሆላንድ ዝተደኮነት ኮይና  ፣ ናይ ሓበሻ ኣስቤዛ ብምሻጥን ፣ንደቂ ተባዕትዮ ምቅምቃምን ኢዩ ስርሓ።

 

ሕጂ ከኣ ናይ ቁሪ ግዜ  ብምእታዉ ፣ ኣብ ግምት ብምእታው  ኣብ ገዛኹም ከንኩም ኣስቤዛ ብኢንተርነት(online) ንክተዕድጉን ን ኣብ ከባቢ  Almelo እትነብሩ  ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ፣

 

ን ኣብ ርሕቅ ዝበለ ቦታ ወይ ከኣ ን ኣብ ካሊእ  ሃገር ትነብሩ  ከኣ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልታት ናብ ገዛኹም ነብጸሓልኩም።

መግቢ

መከናከኒ ጸጉሪን ኣካላትን

መሳርሒ ንብረት